ኵሉ ኣሚንካ ዝረገጽካዮ ምስ ሃመመ እንታይ ትገብር፧ ኣብ ህይወት ከጋጥም ንዝኽእል ሃንደበታዊ ለውጢ ብኸመይ ትዳሎ፧ ህይወት በቲ ዘይተጸበኻዮ መኣዝን ምስ ወቅዓትካ ብኸመይ ዳግም ትትንስእ፧ ንመላእ ህይወትካ ጽዒርካ፡ ብተወፋይነትን ተኣማንነትን ኵሉ ስራሕካ ዝሓቶ ከተወፊ ድሕሪ ምጽናሕካ፡ ብኸመይ ሃንደበት ሓድሽ ዓይነት ክእለትን ሞያን ከተጥሪ ትኽእል፧
ንመላእ ህይወትካ ዝሓለምካዮን ዘውፈርካሉን፡ ካብ ጉድለትካ ወጻኢ ብዝኾነ ምኽንያት ብሃንደበት ምስ ትኸስሮ እንታይ ትገብር፧
Reviews
There are no reviews yet.